Your Input is Valuable

  1. ሕክምና ዝረክብሉ ቦታ
    ካብቶም ዝተጠቀሱ ወፃኢ እንተኮይኑ ይግለፅዎ/ኦ
    0/750
  2. ን መወዳእታ ግዜ ንሕክምና ኣብ ዝመፅሉ ግዜ ዝረኣዮም ዓይነት ዶክተር ይግለፁ
  3. ብህፁፅ ቆፅራ ኣብ ዝደለይሉ እዋን ዶ ቆፅራ ይረክቡ ?
  4. ኣብ ዝደልይዎ መዓልትን ሰዓትን ዶ ቆፅሮ ይረክቡ ?
  5. ቅድሚ ሓኪም ምርኣይኩም ኣብ መፅበዪ ኣጋይሽ ነዊሕ ዶ ትፅበዩ?
  6. እቲ ዝምርምሮም ናይ ጥዕና ብዓል ሞያ ወይ ዶክተር እቲ ዘለዎም ናይ ጥዕና ፅገም ብ ኣግባቡ ዶ ይርደኦም ?
    መብራህርሂ እንተልይዎም
    0/750
  7. ብዝዓባ ናይ ምርመራ ዉፅኢት፣ ወይ ድማ ምስ ናይ ጥዕናኦም ርክብ ዘለዎም ሓበሬታት ንሕብረሎም፣ ብዝዓባ ዝረክብዎ ሕክምና ኣመልኪቱ ንገብሮ ናይ ሓሳብ ምልዉዋጥ ብዝምከት ዘለዎም ዕግበት እንታይ ይመስል ?
    መብራህርሂ እንተልይዎም
    0/750
  8. ጥዕናኦም ንክመሓየሽ ወይ ድማ ጥዕናኦም ዝተሓለወ ንክከዉን ንህቦም ኣስተምህሮ ኣመልኪቱ ዘለዎም ዕግበት እንታይ ይመስል?
    መብራህርሂ እንተልይዎም
    0/750
  9. ኣድላዩ ኣብ ዝኮነሉ ግዜ እቲ ዝርእየኩም ዶክተር ወይ ድማ ናይ ሕክምና ብዓል ሞያ ካልኦት ናይ ጥዕና ብዓል ሞያ ዘሳትፈሉ ኣግባብ ኣመልኪቱ ዘለዎም ዕግበት እንታይ ይመስል ?
    መብራህርሂ እንተልይዎም
    0/750
  10. ጀሪኮ ሮድ ካብ ኣካላዊ ጥዕናይ ንላዕሊ ይግደሰለይ እዩ ዝብል እምነት ወይ ድማ ስሚዒት ዶ ኣለዎም ?
    ሪኢቶ እንተልይዎም
    0/750
  11. ብዝበለፅ መልክዑ ንክነገልግለኩም ዝህቡና ሪኢቶ እንተልዩ ይግለፁልና
    0/750